SBS AudioUnclaimed
Host of SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ.
1 Feed-stated
Counts Verified and Feed-stated credits: what a show's own feed states, or a confirmation backs. See the record
- Host
Claim this profile Add a creditIs this you? Claiming needs a free account. You sign in or join, then come straight back here.
This profile is unclaimed. PodSubs built it from public show feeds and credits. The person it is about has not reviewed it yet.
About
SBS hosts SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ.
Written by PodSubs from SBS's credits.
PodCred record
PodCred is the verified record of where SBS has worked and appeared. These credits come from the shows' own feeds and wait for people who were there to confirm them.
Worked with SBS on a show? This is where you give them credit.
Shows they work on now
1 show
Is an appearance missing?
People get invited back because someone remembered they were great. If you heard this person on a show and it is not listed here, add it. Your memory might be the reason they get their next invitation.
No account needed. Anyone can give a credit.
Experience, education, skills, and recommendations start empty. They fill in when SBS claims this profile.
Recommendations
No recommendations for SBS yet.
Recommendations open once SBS claims the profile.
Activity
0 followers
No posts yet. Posts SBS shares on PodSubs, and what SBS publishes on Substack, YouTube and elsewhere, will show here.
Recent episodes
From the shows they work on now
ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ፈነወ ኤስቢኤስ ትግርኛ (19 ሕዳር 2026)
ዜናታት ኤስቢኤስ ትግርኛ (19 ሕዳር 2026) * ልዑል ትጽቢት ዝተገብረሉ ስሉሳዊ ርክብ ሺ ጂንፒንግ፡ ዶናልድ ትራምፕን ቭላድሚር ፑቲንን ኣብ’ቲ ኣብ ሸንዘን ዝካየድ ዋዕላ ኤፔክ ይካየድ፡ * ቀዳማይ ሚኒስተር ኣውስትራልያ ኣንቶኒ ኣልባነዚ ኣብ መኽፈቲ ዋዕላ ኤፔክ ሩስያዊ ቭላድሚር ፑቲን ኣብ ዝነበሮ ናይ ሓባር ስእሊ ተረኪቡ። * መዝገበ ቃላት...
ቀዳማይ ሚኒስተር ኣውስትራልያ ምስ ፕረዚደንት ፑቲን ከይሰኣል ምሕጽንታ ቀሪቡሉ እንተነበረ'ኳ ንክብሪ ኣአንጋዲት ሃገር'የ ፈጺመዮ ይብል
ንሎሚ ዝተዳለወ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ (ኣርእስታቱ)፡ * ልዑል ትጽቢት ዝተገብረሉ ስሉሳዊ ርክብ ሺ ጂንፒንግ፡ ዶናልድ ትራምፕን ቭላድሚር ፑቲንን ኣብ’ቲ ኣብ ሸንዘን ዝካየድ ዋዕላ ኤፔክ ይካየድ፡ * ቀዳማይ ሚኒስተር ኣውስትራልያ ኣንቶኒ ኣልባነዚ ኣብ መኽፈቲ ዋዕላ ኤፔክ ሩስያዊ ቭላድሚር ፑቲን ኣብ ዝነበሮ ናይ ሓባር ስእሊ ተረኪቡ። * መዝገበ...
ሰራዊት ኢትዮጵያን ኤርትራን ኣብ ዶባት 'ተፋጢጦም' ከም ዘለዉ ንዘመልክት ሓበሬታ ሚንስተር ዜና ኤርትራ ነጺጉዎ (ጸብጻባት ልኡኽና)
ጸብጻባት ዜና ልኡኽና (19 ሕዳር 2026) * ኣብ ከባቢ ባድመ ኣብ ዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ድሮን ብውሑዱ 4 ሰባት ከም ዝተጎድኡ ተገሊፁ፡ * ኣምባሳደር ኣመሪካ፡ ኣብ ትግራይ ኣብ ምኽባር ሰላም: ምስፋሕ ዴሞክራስን ዳግመ ህንፀትን ከምዝድግፍ ኣፍሊጡ: * ኣብ ሰሜናዊ ምዕራብ ትግራይ፡ ሰዓታት እቶ-እቶን ጽኑዕ ቀይዲ ምንቅስቓስን ተነቢሩ፡ * ኤርትራ...
ዶ/ር ቴድሮስ ኣድሓኖም፡ ኤርትራ ንሕማም ዓይኒ ትራኮማ ካብ ሱሩ ምጥፋኣ ንመንግስቲን ህዝብን ኤርትራ ሞጒሱ። ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (18 ሕዳር 2026)
*** ኣብ ቪክቶርያ ሎሚ ኣቐዲካ ድምጺ ምሃብ ጀሚሩ፡ *** ዶ/ር ቴድሮስ ኣድሓኖም፡ ኤርትራ ንሕማም ዓይኒ ትራኮማ ካብ ሱሩ ምጥፋኣ ንመንግስቲን ህዝብን ኤርትራ ሞጒሱ። *** ኣዛዚ ሰራዊት ዩጋንዳ ጀነራል ሙሁዚ ካይነሩጋባ፡ ድሕሪ ወላዲኡ ስልጣን ኣቡኡ ክርከቦ ምዃኑ ኣፍሊጡ። #sbsaudiopodcast
What are feral and invasive animals in Australia? - ኣብ ኣውስትራልያ መበቆላዊ ዘይኮኑ ኣራዊትን ወረርትን ዝበሃሉ እንስሳታት እንታይ እዮም፧
Feral and invasive animal species are causing significant damage to Australia’s environment and threaten the existence of many native wildlife species. In this episode of Australia Explained learn about feral and...
"ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ መጥቃዕቲ ንዝፍጽም ዝኾነ ይኹን ዉድብ ኢና ንቃወም ዘለና።" ዶ/ር ደስታ ገብረሃዋርያ
ኣብ ትግራይ ዘሎ ከቢድ ፖሎቲካዊ፡ ወተሃደራውን ቁጠባውን ኩነታት ንህዝቢ ኣብ ሕማቕ ኩነታት ኣውሪድዎ ይርከብ። ኣብ ኣውስትራሊያ ዝነብሩ ኣባላት ማሕበረሰብ ትግራይ'ውን ከምቲ ኣብ ምሉእ ዓለም ዘለዉ ተጋሩ ኣብ ሻቕሎት ይርከቡ። ነቲ ዘሎ ሕማቕ ኩነታት ደው ክብልን ንማሕበረሰብ ዓለም ድምጾም ንምስማዕን ኣብ ልዕሊ ትግራይ ዝፍጸም መጥቃዕቲ ንምቅዋምን...
ሓሙሽተ ሃገራት ኤውሮጳ ሕቶ ዑቕባኦም ንዝተነጽጉ ሓተትቲ ዑቕባ ናብ ሩዋንዳ ክሰጓ መደብ ከምዘለወን ኣፍሊጠን። ሓጸርቲ ዜናታት SBS ትግርኛ (17 ሕዳር 2026)
*** ሓሙሽተ ሃገራት ኤውሮጳ ሕቶ ዑቕባኦም ንዝተነጽጉ ሓተትቲ ዑቕባ ናብ ሩዋንዳ ክሰጓ መደብ ከምዘለወን ኣፍሊጠን። ... *** ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ግዝኣት ክዋዙሉ-ናታል ኣብ ሓንቲ ሚኒባስ ሸሞንተ ሰባት ብጥይት ተቐቲሎም... *** ፍሉይ ልኡኽ ሕቡራት ሃገራት ንቀርኒ ኣፍሪቃ ምስ ኣቶ ጌታቸው ረዳ ን ምስ ኣቦ መንበር ናይቲ ብ"ምትሕብባር...
ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ (16 ሕዳር 2026)
ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ (16 ሕዳር 2026) #sbsaudiopodcast
ዕለታዊ ዜና ትግርኛ SBS (16 ሕዳር 2026)
ኣርእስታት ዜና፥ ሰልፊ ሊበራል ቪክቶርያ እንተ ተመሪጹ፡ ገበነኛታት መንእሰያት ናይ ሓጺር ስልጠና ብምሃብ ወይ ኣብ ቡትካምፕ ብምእታው ናብ ስራሕ ከዋፍሮም ምዃኑ ኣፍሊጡ ባሕሬን ኣብ ውሽጢ ሰለስተ መዓልታት ንኻልኣይ ግዜ ብመጥቃዕቲ ሰብ ኣልቦ ነፈርቲ ኢራን ተወቒዓ። ኣውስትራልያ ኣብ ክልቲኡ ግጥማት ዋንጫ ዓለም ራግቢ ደቂ ተባዕትዮን ደቂ...
ሓይሊ ሰላም ትግራይ (TPF) ኣብ መንጎ ሰራዊት ኤርትራን ኢትዮጵያን ኩናት እንተጋጢሙ ከም ዘይሳተፍ ኣፍሊጡ። (ጸብጻብ)
ኤርትራውያን ምስ ካልኦት ዜጋታት ብምዃን ኣንጻር ምምሕዳር ኣብይ ኣሕመድ ሰላማዊ ሰልፊ ኣካይዶም። ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ብወገኑ ኣብ ኢትዮጵያ ንዘሎ ግጭታት ብዝምልከት ንመሪሕነት ኤርትራ ከሲሱ። ሓይሊ ሰላም ትግራይ (TPF) ኣብ መንጎ ሰራዊት ኤርትራን ኢትዮጵያን ኩናት እንተጋጢሙ ከም ዘይሳተፍ ኣፍሊጡ። ኣብ ድልየት ዝተሞርኮሰ ምምላስ...
