Skip to content
PodSubs
ShowsPeopleGuestsJobsNewsEvents
More
BlogPodCred
Menu
ShowsPeopleGuestsJobsNewsEventsBlogPodCredNetworksSign in
Join nowSign in
  • Shows
  • People
  • Jobs
  • News
  • More
    • Guests
    • Events
    • Blog
    • PodCred
    • Networks
    Join nowSign in

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ artwork

ሓይሊ ሰላም ትግራይ (TPF) ኣብ መንጎ ሰራዊት ኤርትራን ኢትዮጵያን ኩናት እንተጋጢሙ ከም ዘይሳተፍ ኣፍሊጡ። (ጸብጻብ)

Nov 15, 202610 minAudio
ShareXLinkedInFacebookWhatsAppEmail

ኤርትራውያን ምስ ካልኦት ዜጋታት ብምዃን ኣንጻር ምምሕዳር ኣብይ ኣሕመድ ሰላማዊ ሰልፊ ኣካይዶም። ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ብወገኑ ኣብ ኢትዮጵያ ንዘሎ ግጭታት ብዝምልከት ንመሪሕነት ኤርትራ ከሲሱ። ሓይሊ ሰላም ትግራይ (TPF) ኣብ መንጎ ሰራዊት ኤርትራን ኢትዮጵያን ኩናት እንተጋጢሙ ከም ዘይሳተፍ ኣፍሊጡ። ኣብ ድልየት ዝተሞርኮሰ ምምላስ ተመዛበልቲ ክካየድ እዩ" ክብል በዓል ሓደራ ምምሕዳር ትግራይ ገሊጹ መንግስቲ እስራኤል፡ ኣፍሪቃውያን ስደተኛታትን ሓተቲ ዑቕባን፡ ብድሌቶም ናብ ሃገሮም ንዝምለሱ 3,500 ዶላር ኣሜሪካ ናይ ገንዘብ ሓገዝ ኣቕሪቡ። ኣብ ሞያሌ ዝቕጽል ዘሎ ግጭት ኢትዮጵያ ጠንቂ ምፍንቓል ልዕሊ 10,000 ኬንያውያን ኮይኑ። #sbsaudiopodcast

Audio and video play straight from the show's own hosting. PodSubs stores and serves no media.

Hosts and Guests

Nobody is credited on this episode yet.

Credit the people on this episode

Be the first to rate this episode

More episodes

All episodes
  1. ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ፈነወ ኤስቢኤስ ትግርኛ (19 ሕዳር 2026)

    Nov 19, 202649 minAudio

    ዜናታት ኤስቢኤስ ትግርኛ (19 ሕዳር 2026) * ልዑል ትጽቢት ዝተገብረሉ ስሉሳዊ ርክብ ሺ ጂንፒንግ፡ ዶናልድ ትራምፕን ቭላድሚር ፑቲንን ኣብ’ቲ ኣብ ሸንዘን ዝካየድ ዋዕላ ኤፔክ ይካየድ፡ * ቀዳማይ ሚኒስተር ኣውስትራልያ ኣንቶኒ ኣልባነዚ ኣብ መኽፈቲ ዋዕላ ኤፔክ ሩስያዊ ቭላድሚር ፑቲን ኣብ ዝነበሮ ናይ ሓባር ስእሊ ተረኪቡ። * መዝገበ ቃላት...

    Credit the people on this episode

  2. ቀዳማይ ሚኒስተር ኣውስትራልያ ምስ ፕረዚደንት ፑቲን ከይሰኣል ምሕጽንታ ቀሪቡሉ እንተነበረ'ኳ ንክብሪ ኣአንጋዲት ሃገር'የ ፈጺመዮ ይብል

    Nov 19, 20268 minAudio

    ንሎሚ ዝተዳለወ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ (ኣርእስታቱ)፡ * ልዑል ትጽቢት ዝተገብረሉ ስሉሳዊ ርክብ ሺ ጂንፒንግ፡ ዶናልድ ትራምፕን ቭላድሚር ፑቲንን ኣብ’ቲ ኣብ ሸንዘን ዝካየድ ዋዕላ ኤፔክ ይካየድ፡ * ቀዳማይ ሚኒስተር ኣውስትራልያ ኣንቶኒ ኣልባነዚ ኣብ መኽፈቲ ዋዕላ ኤፔክ ሩስያዊ ቭላድሚር ፑቲን ኣብ ዝነበሮ ናይ ሓባር ስእሊ ተረኪቡ። * መዝገበ...

    Credit the people on this episode

  3. ሰራዊት ኢትዮጵያን ኤርትራን ኣብ ዶባት 'ተፋጢጦም' ከም ዘለዉ ንዘመልክት ሓበሬታ ሚንስተር ዜና ኤርትራ ነጺጉዎ (ጸብጻባት ልኡኽና)

    Nov 19, 202611 minAudio

    ጸብጻባት ዜና ልኡኽና (19 ሕዳር 2026) * ኣብ ከባቢ ባድመ ኣብ ዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ድሮን ብውሑዱ 4 ሰባት ከም ዝተጎድኡ ተገሊፁ፡ * ኣምባሳደር ኣመሪካ፡ ኣብ ትግራይ ኣብ ምኽባር ሰላም: ምስፋሕ ዴሞክራስን ዳግመ ህንፀትን ከምዝድግፍ ኣፍሊጡ: * ኣብ ሰሜናዊ ምዕራብ ትግራይ፡ ሰዓታት እቶ-እቶን ጽኑዕ ቀይዲ ምንቅስቓስን ተነቢሩ፡ * ኤርትራ...

    Credit the people on this episode

  4. ዶ/ር ቴድሮስ ኣድሓኖም፡ ኤርትራ ንሕማም ዓይኒ ትራኮማ ካብ ሱሩ ምጥፋኣ ንመንግስቲን ህዝብን ኤርትራ ሞጒሱ። ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (18 ሕዳር 2026)

    Nov 17, 20267 minAudio

    *** ኣብ ቪክቶርያ ሎሚ ኣቐዲካ ድምጺ ምሃብ ጀሚሩ፡ *** ዶ/ር ቴድሮስ ኣድሓኖም፡ ኤርትራ ንሕማም ዓይኒ ትራኮማ ካብ ሱሩ ምጥፋኣ ንመንግስቲን ህዝብን ኤርትራ ሞጒሱ። *** ኣዛዚ ሰራዊት ዩጋንዳ ጀነራል ሙሁዚ ካይነሩጋባ፡ ድሕሪ ወላዲኡ ስልጣን ኣቡኡ ክርከቦ ምዃኑ ኣፍሊጡ። #sbsaudiopodcast

    Credit the people on this episode

  5. What are feral and invasive animals in Australia? - ኣብ ኣውስትራልያ መበቆላዊ ዘይኮኑ ኣራዊትን ወረርትን ዝበሃሉ እንስሳታት እንታይ እዮም፧

    Nov 17, 202611 minAudio

    Feral and invasive animal species are causing significant damage to Australia’s environment and threaten the existence of many native wildlife species. In this episode of Australia Explained learn about feral and...

    Credit the people on this episode