
ቀዳማይ ሚኒስተር ኣውስትራልያ ምስ ፕረዚደንት ፑቲን ከይሰኣል ምሕጽንታ ቀሪቡሉ እንተነበረ'ኳ ንክብሪ ኣአንጋዲት ሃገር'የ ፈጺመዮ ይብል
ንሎሚ ዝተዳለወ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ (ኣርእስታቱ)፡ * ልዑል ትጽቢት ዝተገብረሉ ስሉሳዊ ርክብ ሺ ጂንፒንግ፡ ዶናልድ ትራምፕን ቭላድሚር ፑቲንን ኣብ’ቲ ኣብ ሸንዘን ዝካየድ ዋዕላ ኤፔክ ይካየድ፡ * ቀዳማይ ሚኒስተር ኣውስትራልያ ኣንቶኒ ኣልባነዚ ኣብ መኽፈቲ ዋዕላ ኤፔክ ሩስያዊ ቭላድሚር ፑቲን ኣብ ዝነበሮ ናይ ሓባር ስእሊ ተረኪቡ። * መዝገበ ቃላት ካምብሪጅ፡ ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ እናወሰኸ ኣብ ዝኸደሉ ዘሎ እዋን፡ ዓመታዊ ቃል 2026 ክከውን ዝመረጾ ‘Human’ ዝብል ቃል ምዃኑ ኣፍሊጡ #sbsaudiopodcast
Audio and video play straight from the show's own hosting. PodSubs stores and serves no media.
