
ዕለታዊ ዜና ትግርኛ SBS (16 ሕዳር 2026)
ኣርእስታት ዜና፥ ሰልፊ ሊበራል ቪክቶርያ እንተ ተመሪጹ፡ ገበነኛታት መንእሰያት ናይ ሓጺር ስልጠና ብምሃብ ወይ ኣብ ቡትካምፕ ብምእታው ናብ ስራሕ ከዋፍሮም ምዃኑ ኣፍሊጡ ባሕሬን ኣብ ውሽጢ ሰለስተ መዓልታት ንኻልኣይ ግዜ ብመጥቃዕቲ ሰብ ኣልቦ ነፈርቲ ኢራን ተወቒዓ። ኣውስትራልያ ኣብ ክልቲኡ ግጥማት ዋንጫ ዓለም ራግቢ ደቂ ተባዕትዮን ደቂ ኣንስትዮን ኣንጻር ኒውዚላንድ ዋንጫኣ ብዓወት ተኸላኺላ። #sbsaudiopodcast
Audio and video play straight from the show's own hosting. PodSubs stores and serves no media.
