Sahli pUnclaimed
Host of Sahli Podcast.
0 connections0 followers
Host, Sahli Podcast
PodCred is the public record of the podcast work people have done. Your PodCred number is the count of episodes you hosted, guested on, or worked on. Each episode counts once.
Verified credits and credits the show itself names count. Inferred credits do not.
Episodes hosted, guested on, or worked on. Each counts once.
Counts Verified and Feed-stated credits. Inferred ones are listed apart and never counted. See the breakdown
- Host
Claim this profile Add a creditIs this you? Claiming needs a free account. You sign in or join, then come straight back here.
This profile is unclaimed. PodSubs built it from public show feeds and credits. The person it is about has not reviewed it yet.
About
Sahli hosts Sahli Podcast.
Written by PodSubs from Sahli p's credits.
PodCred record
PodCred is the verified record of where Sahli p has worked and appeared. These credits come from the shows' own feeds and wait for people who were there to confirm them.
Worked with Sahli p on a show? This is where you give them credit.
Shows they work on now
1 show
Is an appearance missing?
People get invited back because someone remembered they were great. If you heard this person on a show and it is not listed here, add it. Your memory might be the reason they get their next invitation.
No account needed. Anyone can give a credit.
Experience, education, skills, and recommendations start empty. They fill in when Sahli p claims this profile.
Recommendations
No recommendations for Sahli p yet.
Recommendations open once Sahli p claims the profile.
Recent episodes
From the shows they work on now
ምሳሌ እቲ ዓሻ ሃብታም | The Parable of the Rich Fool 💰🌾 ምሳሌታት ኢየሱስ
ኢየሱስ ብምሳሌ እቲ ዓሻ ሃብታም፣ ህይወት ሰብ ብብዝሒ ገንዘብን ንብረትን ከም ዘይኰነት ኣስተማሂሩ። 🌾 ሓደ ሃብታም ሰብኣይ ግርሁ ብዙሕ ፍረ ምስ ፈረየሉ፣ ንማዕከናቱ ኣፍሪሱ ዝዓበየ ክሰርሕን ኵሉ ሃብቱ ኣብኡ ክእክብን ሓሰበ። ንነፍሱ ድማ፣ “ንብዙሕ ዓመታት ዝኣኽለኪ ብዙሕ ሃብቲ ኣሎኪ፤ ዕረፊ፣ ብልዒ፣ ስተዪ፣ ተሓጐሲ” በላ። ኣምላኽ ግና፣...
ምሳሌ እቲ እኩይ ኣገልጋሊ | The Parable of the Evil Servant. ምሳሌታት ኢየሱስ
ኢየሱስ ብምሳሌ እቲ እኩይ ኣገልጋሊ ብዛዕባ ተኣማንነትን ንቕሓትን ኣስተማሂሩ። 🙏 ሓደ ጎይታ ንቤተሰቡ ምግቦም ብግዜኡ ክህቦም ኣብ ልዕሊኦም ኣገልጋሊ ሾመ። እቲ ኣገልጋሊ ጎይታኡ ከም ዝድንጕይ ምስ ሓሰበ ግና፣ ንኣገልገልቲ ብምውቃዕን ምስ ሰካራት ብምብላዕን ብምስታይን ክነብር ጀመረ። እቲ ጎይታ ኣብ ዘይተጸበዮ መዓልትን ሰዓትን መጺኡ ነቲ እኩይ...
ምሳሌ ኦም በለስ | The Parable of the Fig Tree 🌿 ምሳሌታት ኢየሱስ.
ኢየሱስ ብምሳሌ ኦም በለስ ካብ ምልክታት ክንመሃርን ንቑሓት ክንከውንን ኣስተማሂሩ። 🌿 ጨናፍር ኦም በለስ ምስ ልስሉስን ቈጽሊ ምስ ኣውጽኡን፣ ሓጋይ ከም ዝቐረበ ንፈልጥ። ብተመሳሳሊ፣ ኢየሱስ እቲ ዝተዛረቦ ነገራት ክፍጸም ክንርኢ ከለና፣ እቲ ግዜ ከም ዝቐረበ ክንፈልጥ ኣለና። እዚ ምሳሌ ንምልክታት እቲ ግዜ ከነስተውዕል፣ ብእምነት ክንጸንዕን...
ምሳሌ ኣልኣዛርን እቲ ሃብታም ሰብኣይን | The Parable of Lazarus and the Rich Man 🕊️
ኢየሱስ ብዛዕባ ኣልኣዛርን ሓደ ሃብታም ሰብኣይን ብምሳሌ ኣስተማሂሩ። ❤️ ሓደ ሃብታም ሰብኣይ ብሉጽ ክዳውንቲ ይኽደን፣ መዓልቲ መዓልቲ ድማ ብሓጎስን ብምቾትን ይነብር ነበረ። ኣብ ኣፍደገኡ ድማ ኣልኣዛር ዝተባህለ ድኻ ሰብኣይ ተደርብዩ ነበረ። ኣልኣዛር ካብቲ ኣብ መኣዲ እቲ ሃብታም ዝወድቕ ፍርፋር ክበልዕ ይምነ ነበረ። ግዜ ምስ ሓለፈ፣ ክልቲኦም...
ምሳሌ እታ ዝጠፍአት በጊዕ | The Parable of the Lost Sheep ምሳሌታት ኢየሱስ – ምዕራፍ 2🐑
ኢየሱስ ፍቕሪ ኣምላኽ ብምሳሌ እታ ዝጠፍአት በጊዕ ገሊጹ።🐑 ሓደ ጓሳ 100 ኣባጊዕ ነበራኦ። ሓንቲ ካብኣተን ምስ ጠፍአት፣ ነተን 99 ገዲፉ ነታ ዝጠፍአት ክሳዕ ዝረኽባ ክደልያ ከደ። ምስ ረኸባ ድማ ብዓቢ ሓጎስ ናብ ቤቱ ተመልሰ። ብተመሳሳሊ፣ ኣምላኽ ንነፍሲ ወከፍና ኣዝዩ የፍቅረና። ሓደ ዝጠፍአ ሰብ ናብኡ ምስ ተመልሰ፣ ኣብ ሰማይ ዓቢ ሓጎስ...
ምሳሌ ፍረ ኣድሪ | The Parable of the Mustard Seed ምሳሌታት ኢየሱስ – ምዕራፍ 2🌱
ኢየሱስ መንግስተ ሰማያት ምስ ንእሽቶ ፍረ ኣድሪ ኣመሳሲልዋ። 🌱 ፍረ ኣድሪ ንእሽቶ እኳ እንተኾነት፣ ምስ ዓበየት ግና ዓባይ ተኽሊ ትኸውን። ብተመሳሳሊ፣ መንግስቲ ኣምላኽ ብንእሽቶ ክትጅምር ትኽእል፣ ግናኸ ትዓቢን ብዙሕ ፍረ ተፍርን። 📖 ማቴዎስ 13፡31-32 📖 ማርቆስ 4፡30-32 📖 ሉቃስ 13፡18-19 #ምሳሌታትኢየሱስ #ፍረኣድሪ...
ኢየሱስ ስለምንታይ ብምሳሌታት ይዛረብ
📖 ማቴዎስ 13፡10-17 🎧 ስምዑ፣ ኣስተንትኑ፣ ምስ ካልኦት ድማ ኣካፍሉ። #ምሳሌታትኢየሱስ #ቃልኣምላኽ #Tigrigna #Tigrinya #Eritrea #Eritrean #Bible #Jesus #ChristianPodcast #TigrinyaPodcast
ምሳሌ ዘራኢ | The Parable of the Sower 🌱 ምሳሌታት ኢየሱስ – ምዕራፍ 1
ኢየሱስ ብምሳሌ ዘራኢ፣ ሰባት ቃል ኣምላኽ ብኸመይ ከም ዝቕበሉ ይምህረና። ገለ ዘርኢ ኣብ ጥቓ መገዲ፣ ገለ ኣብ ከውሒ፣ ገለ ኣብ ማእከል እሾኽ፣ ገለ ድማ ኣብ ጽቡቕ መሬት ወደቐ። እቲ ኣብ ጽቡቕ መሬት ዝወደቐ ዘርኢ ብዙሕ ፍረ ፈረየ። 🌾 📖 ማቴዎስ 13፡3-9 📖 ማርቆስ 4፡3-9 📖 ሉቃስ 8፡5-8

