
ምሳሌ ፍረ ኣድሪ | The Parable of the Mustard Seed ምሳሌታት ኢየሱስ – ምዕራፍ 2🌱
ኢየሱስ መንግስተ ሰማያት ምስ ንእሽቶ ፍረ ኣድሪ ኣመሳሲልዋ። 🌱 ፍረ ኣድሪ ንእሽቶ እኳ እንተኾነት፣ ምስ ዓበየት ግና ዓባይ ተኽሊ ትኸውን። ብተመሳሳሊ፣ መንግስቲ ኣምላኽ ብንእሽቶ ክትጅምር ትኽእል፣ ግናኸ ትዓቢን ብዙሕ ፍረ ተፍርን። 📖 ማቴዎስ 13፡31-32 📖 ማርቆስ 4፡30-32 📖 ሉቃስ 13፡18-19 #ምሳሌታትኢየሱስ #ፍረኣድሪ #ቃልኣምላኽ #Tigrinya #Tigrigna #Eritrea #Eritrean #Jesus #Bible #ChristianPodcast #TigrinyaPodcast
Audio and video play straight from the show's own hosting. PodSubs stores and serves no media.

