
ምሳሌ እታ ዝጠፍአት በጊዕ | The Parable of the Lost Sheep ምሳሌታት ኢየሱስ – ምዕራፍ 2🐑
ኢየሱስ ፍቕሪ ኣምላኽ ብምሳሌ እታ ዝጠፍአት በጊዕ ገሊጹ።🐑 ሓደ ጓሳ 100 ኣባጊዕ ነበራኦ። ሓንቲ ካብኣተን ምስ ጠፍአት፣ ነተን 99 ገዲፉ ነታ ዝጠፍአት ክሳዕ ዝረኽባ ክደልያ ከደ። ምስ ረኸባ ድማ ብዓቢ ሓጎስ ናብ ቤቱ ተመልሰ። ብተመሳሳሊ፣ ኣምላኽ ንነፍሲ ወከፍና ኣዝዩ የፍቅረና። ሓደ ዝጠፍአ ሰብ ናብኡ ምስ ተመልሰ፣ ኣብ ሰማይ ዓቢ ሓጎስ ይኸውን። ❤️🐑 📖 ማቴዎስ 18፡12-14 📖 ሉቃስ 15፡3-7 #ምሳሌታትኢየሱስ #ዝጠፍአትበጊዕ #ቃልኣምላኽ #Tigrinya #Tigrigna #Eritrea #Eritrean #Jesus #Bible #ChristianPodcast #TigrinyaPodcast
Audio and video play straight from the show's own hosting. PodSubs stores and serves no media.

