
ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (11 ሕዳር 2026)
** ኣብ መላእ ሃገር ሎሚ [[ረቡዕ 11 ሕዳር]] ነቶም ኣብ ግጭትን ስርሒታት ዓቃብ ሰላምን ዘገልገሉን ዝሞቱን ኣፍልጦ ብምሃብ ስርዓተ ዝኽሪ ተገይሩ። ... ** ሰበስልጣን ሩስያን ዩክሬንን ድሕሪ ወርሒ ለካቲት ንፈለማ እዋን ዝርርብ ሰላም ክገብሩ ኣብ ኣቡዳቢ ተራኺቦም። ... ** ሚኒስተር ኲናት ኣሜሪካ [[ጸሓፊ ምክልኻል]] ፒት ሄግሰት፡ ብዛዕባ እቲ ምስ ኢራን ዝተኻየደ ኲናትን ኣብ ወርሒ ጥሪ ንፕረዚደንት ቬንዙዌላ ኒኮላስ ማዱሮ ካብ ስልጣኑ ንምእላይ ዝተገብረ ወተሃደራዊ ወራርን ካብ ስልጣኑ ንምእላይ ዝግበር ንዘሎ ጻዕሪ ኣቃሊልዎ።
#sbsaudiopodcast
Audio and video play straight from the show's own hosting. PodSubs stores and serves no media.

